top of page

Baptism

Date and time is TBD

|

Kitchener

Baptism
Baptism

Time & Location

Date and time is TBD

Kitchener, 30 Shaftsbury Dr Kitchener, ON N2A 1N6

Guests

About the event

ወንጌል ማቴዎስ ምዕ 28 ፍቕዲ 19፡ ስለዚ ኪዱ ንኹሎም ኣህዛብ ብስም ኣቦን ወዲን መንፈስ ቅዱስን ኣናኣጥመቕኩም ዝኣዘዝኩኹም ኩሉ ኻኣ ክሕልዉ እናመሃርኩምሲ ደቀ መዛሙርተይ ግበርዎም።

ወለዲ ሕጻን አገልግሎት ጥምቀት ክረኽቡ ቅድሚ ብውሑድ ቅድሚ 20 መዓልቲ ንኣባት ነብሱ ካህንን ንጸሓፊ ሰበኻ ጉባኤን ከፍልጡ ይግባእ፡፡


ኩሎም ካብ አመንቲ ናይ ኤርትራ ተዋህዶ ቤተክርስትያን ዝውለዱ ህጻናት ወዲ አብ 40 መዓልቲ፡ ጓል አብ 80 መዓልቲ ክጥመቑ ብመሰረት ሕጊ ኦሪት (ኦሪት ዘሌዋውያን 12- 18) ማለት ንጽሕና ወላዲት ንምሕላው ተባሂሉ ብቤተክርስትያና ዝተሰርዔ ሕጊ እዪ፡፡


ሰርዓተ ጥምቀት ሓንሳብ ጥራሕ ይፍጸም፡፡ ኤፌሶን ምዕ 4፡5

ንህጻን ዝሕዞ አባልገ (መንፈሳዊ አደ ወይ አቦ) ናይ ተዋህዶ ቤተክርስትያን አማኒ ክኸውን ይግባእ፡ ፡ እዚ ድማ ህጻን አቡኡን አዲኡን ብሞት ምስዝፍለዪ ሓላፍነት ናይ ቤተክርስትያን ምምጻእ ናይቲ ሕጻን ናይ አባልገ ሓላፍነት ይኸውን፡፡ ካብ ቤተክርስትያና እምነት ወጻኢ እንድሕርኮይኑ ንባዕሉ ዘይኣመነ ናይ ህጻንን ናይ ቤተክርስትያን ምምጻእ ሓላፍነት ክስከም አይክእልን፡፡

ንተወሳኺ እዞም ዝስዕቡ ምዕራፋት ብዛዕባ ጥምቀት ከተንብቡ ትኽእሉ፡፡


Share this event

bottom of page